top of page
DSC_5915.JPG

Yonas "The Chef"

ABOUT ME

Yonas "The Chef"

Hi, Im Yonas - The Chef and owner of Pana Catering! 

Pana provides catering service for events, take away and more.

Our Catering specializes in Eritrean and Ethiopian and sits in Tel-Aviv, Israel. 

We make special Vegetarian and non-vegetarian food for all kind of events such as Weddings, Engagement party, Birthday party, religious festivals and more! all in any location, per your need. 

We also provide private VIP dining rooms in South Tel-Aviv for special  events and parties

Don't Hesitate! contact us!

ምድላው መግቢ/ቶርታ/ኣውጋ/ማሕበር ፓና ንዝኾነ ፆይነት ሳፕራይስ:ውራያት:መርፆ:ሕጸ:ጥምቀት:ፆመት ቆልፆ:ማሕበር,,,, መኣዝኡን መቀረቱን ዝተሓለወ ናይ ጾምን ስፅረትን መግቢ ሓበሻ ብልፁል ተገዳስነት ኣብ ዝደለኽሞ ግዜ ኣብ ትካልና(ኣዳራሽና)መፆስ እዚ ጥራይ ኣብ ትደሊዎ ቦታ ኣዳራሽን ካልእን ውን ከነምጻልኩም ንኽእል ኢና,ብዝሒ ፅዱማትኩም ካብ 300 ክሳብ 15 ሰብ ክኸውን ይምረጽ ካብዚ ወጻኢ ምስ ዝኸውን ክትሓቱና ይከኣል,ዮ ከምኡ ውን ኣገልጉለትና በዚ ዝውዳእ ኣይኮነን መኪና:ክዳውንቲ ንውራይ ዝኸውን,ካሜራ ካልእ ፆይነት ትሕዝቶን ብመንገድና ክኸውን ይከኣል,ዮ።

OUR SERVICES

Corporate Events

In your office, in a private dining room or at a selected venue - let us give you the perfect dining experience

እቲ ፆቢ ተፈላጥነት ዘለዎ ትካልና ምድላው መግቢ ፓና, ብመኣዙኡን መቀረቱን ጽፈቱን ኣዝዮ ዝተሓለወ ኮይኑ ሕጂ ውን ኣብ ትገብርዎ ፆይነት መመረቅታ ትምህርቲ,መፋነዊ ግብጃ ዝግበር ካብ እስራኤል,ከምኡ ውን መቀበሊ ጋሻ, መመረቅታ ሓድሽ ትካል,ናይ ምዝንጋፅ መደብ,ሳፕራይስ,,,,,,,ብሓፈሻ ዝተፈላለየ መደብ ምስ ዝህልወኩም ክትውከሱና ይከኣል,ዮ ብዝሒ ሰብኩም ከም ዝመረጽኩሞ/ተወሳኺ ወን ኣብ ትመርጽዎ ቦታን ግዜን ምርጫኹም ምስ ዝኸዉን ውን ኣዳራሽ በብፆቅሚ ሰብኩም ውን ኣለና።

Weddings and events

For your perfect wedding or any other festive event - Pana catering is the best for you! celebrate a birthday, religious festival or family gathering with us!

 

ምርጫኹም ምስ ዝኸውን ወይተር ካባና ውራይኩም ጀሚሩ ክሳብ ዝውዳእ(ተሓተቲ ባፅልና) 

 መግቢ,ኣዳራሽ,ኪኑኺም(ኣውጋ)ኣለና ኣብ ኣዳራሽና ክግበር ይከኣል,ዮ። ...ንመርፆ:ሕጸ:ጥምቀት:ፆመት ቆልፆ:ሳፕራይስ...

Take Away

Take away and Delivery to your house - for a minimum of 15 people.  we will help you be the perfect host!

ኣብ ትደሊዎ ቦታን ግዜን ናብ ትመርጽዎ ኣዳራሽ,መዛናግፂ ቦታ,መንበሪ ገዛ,ማሕበር, ብሓፈሻ ናብ ኩሉ ፆይነት ዝኸውን መግብን,ቶርታን,ፓንኬክ,ኣለና።

ፆይነት ትሕዝቶና እቲ ክሳብ ሕጂ መወዳድርቲ ዘይተረኽቦ መኣዝኡን,መቀረቱን,ዝተሓለወ መግብና/ጆባእ ንብለኩም ብዝሒ ጠለብኩም ካብ 15 ሰብ ንላፅሊ, ኣብ ዝደለኽሞ ቦታ(ቴክወይ)ነብጽሕን ነዳሉን።

bottom of page